All updates

SBS Tigrinya: “ኤርትራ፡ ...ዝወደቐትን ዝፈሸለትን ሃገር’ያ ኮይና” ኣምባ. ኣድሓኖም ገብረማርያም

24/10/2018
Part 1/3

Full interview with Amb. Adhanom Gebremariam: ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባርን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ ኣማሓዳሪ ዞባ፡ ኣምባሳደር ኣብ ስዊድንን ናይጀሪያን ዝነበረ፡ ኣባል ምስቶም ን ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቓወሙ ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን እዩ። ሎሚ ኣብ ኣመሪካ ብስደት ካብዝነብረሉ ኮይኑ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ ምስ ራድዮ ኤስ ቢ ኤስ ተንቲኑ ኣሎ።

-----------------------------------

Part 2/3

“ህግደፍ መቐጸልታ ህዝባዊ ግምባር’ዩ፡ ክልቲኦም ብዓንተቡኡ ቀተልቲ እዮም።”ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ካብ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፡ ጀበርቲ መንደፈራ፡ ኣግኣዝያን፡ ጀሃድ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ንእስላም ንምክትታል ዝተገብረ ፈተናን ውጽኢቱን፡ ሓጂ ሙሳ፡ ጉጅለ ወዲ ዓሊን ፈተነ ፎርቶን ካልእን።

-----------------------------------

Part 3/3

ኣብዚ ናይ መወዳእታ ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ኣድሓኖም መጻኢ ኩነታት ኤርትራ እንታይ ክመስል ከምዝኽእል ናይ ገዛእ ርእሱ ትንታነ ሂቡ ኣሎ።