All updates

Interview with SBS Radio Tigrinya

25/04/2017
The Interview with SBS Radio Tigrinya (Australia) is available in 2 parts: 
 
“ፍሉይ ኣረኣእያ ንዘለዎ ምጭፍላቕ ባህሊ ማዕቢሉ፡ ውጽኢቱ ድማ እዚ ንርእዮ ኮይኑ።” ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
Part 1   

“ኤርትራዊ መንነት ብመንጽር ተራጽሞ ምስ ኢትዮጵያ ጥራይ ኣይማዕበለን፡ ኤርትራዊ ነቲ ዝወርዶ ዝነበረ ሓባራዊ ወጽዓ ባዕዳዊያን መግዛእትታት ኣብ ምቅዋም'ዩ በብቕሩብ መንነቱ ከለሊ ዝጀመረን ዘማዕበለን።” 2ይ ክፋል ቃለመሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
Part 2 


SBS Radio Tigrinya