All updates

Radio Erena Interview with Amb. Andebrhan W. Giorgis

19/07/2018

ቃለ-መጠይቕ ብዛዕባ ሉው ምዕባለታት ኤርትራን ኢትዮጵያ 

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ 00.58.00 - 01.14.00

ንልኡላውነትን ግዝኣታዊ ምሉእነትን መላእ ኤርትራ ይዅን ዚዀነ ክፋል ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ ስምምዕ ዘይቅቡል ጥራይ ዘይኰነ፣ እንተላይ ናብ መጻኢ ኲናትን ህውከትን ዘምርሕ ኢዩ! 

AUDIO: 

(Radio Erena Website)