All updates

ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2021 - ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ፦ ታሪኽ ዓወት፡ ጥልመትን ተስፋን

17/12/2020
17.12.2020
ሆ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2021

ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ፦ ታሪኽ ዓወት፡ ጥልመትን ተስፋን

ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዚተደርሰት ኣገዳሲት መጽሓፍ፣ ብጠለብ ብዙሓት ግዱሳት ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ፡ ኣብ ክልተ ክፋላት ተሓቲማ ንዝርጋሐ ተዳልያ ከም ዘላ ነበስር ።

ክፋል ሓደ

ምዕራፍ 1. መላለዪ

ምዕራፍ 2. ኣደዃዅና ኤርትራ

ምዕራፍ 3. ውጥን ንምቍርራጽ ኤርትራ

ምዕራፍ 4. ስግግር ካብ ኤውሮጳዊ ናብ ኣፍሪቃዊ መግዛእቲ

ምዕራፍ 5. ጽንኩር ቃልሲ ንርእሰ-ውሳኔ

ምዕራፍ 6. ህንጸት መንግስትን ልምዓትን

ምዕራፍ 7. ርእሰ-ምርኰሳን ናይ ኩፖን ቍጠባን

ምዕራፍ 8. ሓለንጊ ገደብ-ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት

ምዕራፍ 9. ዝውታረ ሓይሊ ከም ልሙድ ኣገባብ

ክፋል ክልተ

ምዕራፍ 10. ዘይቃዶ ሜላን ግብርን

ምዕራፍ 11. ኣፍሪቃዊ መንግስቲ ኣብ ቅልውላው 

ምዕራፍ 12. ኤርትራ-መርእያ ትስፉው መጻኢ ኣፍሪቃ፧

ምዕራፍ 13. ጽምዶ ኤርትራዊ ዳያስፖራ

ምዕራፍ 14. ኣብ ኣገልግሎት ኤርትራ

ምዕራፍ 15. ኪውገድ ዚከኣል ዚነበረ ኲናት

ምዕራፍ 16. ርቡጽ ስምምዕ ምቍራጽ ተዅሲ

ምዕራፍ 17. ምርግጋጽ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን

ምዕራፍ 18. ምእንት’ዚ ኣይተቓለስናን!


[:swvar:text:838:]
ኣበይ ኪትርከብ ከም እትከኣል ኣብዚ ቀረባ እዋን ተኸታተሉ