07/05/2022
ኣብቲ ሰለስተ ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተሳተፉዎ ቅድድም ብሽክለታ ጂሮ ዲ’ኢጣልያ፡ እቲ ሓበን ሃገሩን ህዝቡን ዝዀነ ኮኾብ ሳይክሊስት ኤርትራዊ መንእሰይ ቢንያም ግርማይ 2ይ ብምውጻእ ዳግማይ ኣሐቢኑና።
![[:swvar:text:838:]](/swfiles/files/Biniam-Girmai-Giro-Ditalia-May-2022_Preview_tile-copy.jpg?nc=1651936945)