All updates

BBC News: "መገዲ ሰላም ዘእንፍት ምዕባለ ኮይኑ ይርኣየኒ።" ኣምባሳደር ዓንደብርሃን

20/06/2018
ንክልቲኡ ህዝብታት ብኹሉ መለክዒታት ናብ ንቡር ዝምድና፤ ፖለቲካዊ ምትሕግጋዝን ቁጠባዊ ውህደትን ከምርሕ ዘኽእል ኣገዳሲ ምዕባለ’ዩ።