All updates

ፍረ መስዋእቱ! - ቢንያም ተኸለ ሽፍታ

16/06/2022

ፍረ መስዋእቱ!!!!!

ሃልሃል ብዝብል ፍቕሪ
ንስለ ሃገርን ህዝብን ክብሪ
ከይበቐቐ መጥዩ ንእስነቱ
ነታ ዝኸበረት ከፊሉ ሂወቱ
ሃገሩ ከውሕስ ብፍረ መስዋእቱ
ስለዚ`ዩ ሂወት ዝመነነ ኣንጊሁ ብሽዓ
ብርሃና ክውልዕ መኺኹ ከም ሽምዓ

ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ
ቢንያም ተኸለ ሽፍታ ( ዘ ገዛ-ኸንሻ )
15 - 06 -2022 ሆላንድ ።


(Link to Facebook Post)

[:swvar:text:838:]