All updates

ፈነወ ንጋባእ 28/07/2019 ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን

29/07/2019
Topic /ኣርእስቲ፡-
ቅልውላው ተረኽቦ ዋሽንግተንን መፍትሒታቱን The crisis of Washington convention and its solutions.

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.