All updates

(Part 1) ጕዕዞ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ

03/03/2021
“ደቀንስትዮ ኤርትራ ከም ኵሉ ኰይነን ኢየን ተቓሊሰን” - ለምለም ጸሃየ
“ሕብረተሰብ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝርከብ እንተመሊስና፡ ቦታ ጓል ኣንስተይቲ ክንምልስ ኢና” - ገነት ነጋሽ 
“ጓል ኣንስተይቲ ሓያል ክትከውን ዝገብራ እቲ ብድሆታት ኢዩ” - ፍናን ተስፋማርያም