All updates

(Part 2) ጕዕዞ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ

08/03/2021
“ሓያለ ደቀንስትዮ ሽግራት ኣለወን። ኣብ ናይ ዕዳ ምኽፋል ጭንቂ ኢየን ዚነብራ።” - ለምለም ጸሃየ
 
“እቶም ንሳዋ ዝኸዱ ኣብቲ ኣዝዩ ተነቃፊ ዕድመ ናይ 16-20 ዓመቶም ብምዃኑ ጉድኣቱ ይበዝሕ።” - ገነት ነጋሽ
 
“ከም ቀዳሞት ወለዶ ኣብ ዳያስፖራ መጠን ናትና ብድሆታት ኣለና።” - ፍናን ተስፋማርያም