All updates

ዳግም ምዉቕ ዮሃና ንፕሮፌሰር ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ!

12/05/2022
[:swvar:text:838:]

ዳግም ምዉቕ ዮሃና ንፕሮፌሰር ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ!

ላዕለዋይ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ (ሰነት)፡ ነቲ ኣብ ሚያዝያ 2021 ብፕረዚደንት ጆ ባይደን ዚቐረበ ምምዛዝ ፕሮፌሰር ኣስመረት ከም ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ሳይንስ ኣብ ክፍሊ (ሚኒስትሪ) ጸዓት ኣመሪካ ኣጽዲቑ። ብኣጋጣሚ ናይዚ ምጽዳቕ መዝነት’ዚ ዳግማይ ምዉቕ ዮሃና ብምቕራብ፡ ኣብቲ ዘመናዊ ትሕተ ቅርጽን መጻኢ ጽሩይ ጸዓትን ንምህናጽ እተሰላስሎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕማም ምሉእ ዓወት ንትምነየላ።