All updates

ዝኽሪ ዕለተ ናጽነትን ህሉው ክዉንነትን ብተቓለስቲ መንእሰያት

19/05/2020

ሚኪኤል ዓንዳይ:- “ኣዚና ሕቡናት; በቲ ናቶም ዚነበረ ጅግንነት ሕቡናት እናዀንና ኢና ዓቢና። ዚዀነ ይዅን ኣካል ካብ ህይወቱ ንላዕሊ ሳክሪፋይስ ኪገብር ዚኽእል የልቦን። እታ ዚዓበየት ህያብ እታ ንሱ ዚዉንና ህይወቱ ዚኸፈለ ከተመስግኖ፡ ከተኽብሮ ከም ታሪኽካ ከተቐምጦ ኢዩ ዚግባእ።…”

ዮኤል ተወልደ፡- “ኢዶም ዘየንበሩሉ ቅያታት ኤርትራ’ኳ ንሳቶም ዘይገበሩዎ ንዓና ከእምኑ ይፍትኑ ኣለዉ።…”