All updates

SBS Tigrinya: “እዚ ኲናት ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት ን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ፖለቲካዊ ቁርቁስ እዩ።” ኣ/ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

17/11/2020
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

 “እዚ ኲናት ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት ን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ፖለቲካዊ ቁርቁስ እዩ።” ኣ/ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

“ክንዮ ኣህጉራዊ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣትዩ ዝተዋግአ ኤርትራዊ ሓይሊ ኣሎ ዝብል ጭብጢ የለን።” ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብዛዕባ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት።


[:swvar:text:838:]