All updates

[UPDATED - PART 1 & 2] ተዘክሮታት መዓልቲ ናጽነት 24 ግንቦት 1991 ጥልመት መብጽዓታት ናጽነት

23/05/2020
PART 1
- ኣማል ዓሊ ሳልሕ፡- “ኤርትራዊት ምዃነይ ሃገር ከም ዘለኒ ንዓይ ዓቢ ነገር ነይሩ”
- ኸዲጃ ዓሊ መሐመድ ኑር፡- “እቲ ናይ ሓባር መስዋእቲ’ዩ ንኤርትራ ሓራ ዚገበረ”
- ቢንያም ደበሳይ፡- “እቲ ህዝቢ ፍቕሩ ከም ሕሱም ይገልጽ ነሩ። ኵሉ ሰብ ከም ብሓድሽ ዚተፈጥረ ኰይኑ”
- ሓምድ ድራር፡- “እታ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣዝዩ ኣዝዩ ብቃላት ክትገልጾ ዘይትኽእል ስሚዒት ከም ዝነበረኒ እዝክር”
-----------------------
PART 2
- ኸዲጃ ዓሊ መሐመድ ኑር፡- “እዚ ስርዓት እዚ ንሰብን ሓቅን ቀቢሩ’ዩ ኪቕጽል ኪኢሉ”
- ኣማል ዓሊ ሳልሕ፡- “ናጽነት ተሰሪቓ’ያ ካብ ህዝቢ ኤርትራ”
- ሓምድ ድራር፡- “እቲ ጽቡቅ ዝሓለፍናዮ ናይ ኤርትራ ኢዩ ክሳብ ሎሚ ንሱ እዩ   ዝያዳ ጸዓት ዝህበና”
- ቢንያም ደበሳይ፡- “እቲ ፍሽለት ‘ከመይ ጌርኻ ትቕይሮ ኢኻ’፡ ክትሓስብ ዘለካ”