23/05/2020
- ኣማል ዓሊ ሳልሕ፡- “ኤርትራዊት ምዃነይ ሃገር ከም ዘለኒ ንዓይ ዓቢ ነገር ነይሩ”
- ኸዲጃ ዓሊ መሐመድ ኑር፡- “እቲ ናይ ሓባር መስዋእቲ’ዩ ንኤርትራ ሓራ ዚገበረ”
- ቢንያም ደበሳይ፡- “እቲ ህዝቢ ፍቕሩ ከም ሕሱም ይገልጽ ነሩ። ኵሉ ሰብ ከም ብሓድሽ ዚተፈጥረ ኰይኑ”
- ሓምድ ድራር፡- “እታ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣዝዩ ኣዝዩ ብቃላት ክትገልጾ ዘይትኽእል ስሚዒት ከም ዝነበረኒ እዝክር”
- ኸዲጃ ዓሊ መሐመድ ኑር፡-
“እዚ ስርዓት እዚ ንሰብን ሓቅን ቀቢሩ’ዩ ኪቕጽል ኪኢሉ”
- ኣማል ዓሊ ሳልሕ፡- “ናጽነት
ተሰሪቓ’ያ ካብ ህዝቢ ኤርትራ”
- ሓምድ ድራር፡- “እቲ ጽቡቅ
ዝሓለፍናዮ ናይ ኤርትራ ኢዩ ክሳብ ሎሚ ንሱ እዩ ዝያዳ ጸዓት ዝህበና”
- ቢንያም ደበሳይ፡- “እቲ
ፍሽለት ‘ከመይ ጌርኻ ትቕይሮ ኢኻ’፡ ክትሓስብ ዘለካ”