All updates

ምክልኻል ልዑላውነት ህዝብን ሃገርን፡ ተራ ኤርትራውያን ኣብ ዘቤታውን ግዳማውን ተጻብኦታት

04/05/2020
ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ሰለሙን ገብረየሱስ ኢዩ።
ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ፡ "ምክልኻል ልዑላውነት ህዝብን ሃገርን፡ ተራ ኤርትራውያን ኣብ ዘቤታውን ግዳማውን ተጻብኦታት" ዝብል ኢዩ ክኸውን።
On Saturday, 01 May 2020, our invited guest is: Mr Solomon Ghebreyesus.
His Seminar topic is titled: "Defending Peoples' and National Sovereignty; the role of Eritreans on internal and foreign hostilities."