All updates

መልእኽቲ ወ/ሮ ሽዋይነሽ ስዩም (በዓልቲ ቤት ኣብ ማሕዩር ስርዓት ህግደፍ ዝርከብ፥ ኣምባሳደር ኤርምያስ ደበሳይ)

11/09/2019
[:swvar:text:838:]
መልእኽቲ ወ/ሮ ሽዋይነሽ ስዩም
(በዓልቲ ቤት ኣብ ማሕዩር ስርዓት ህግደፍ ዝርከብ፥ ኣምባሳደር ኤርምያስ ደበሳይ)

Mrs Shewa Sium, wife of Ambassador Ermias Debessay, speaks up. Amba. Debessay has been in incommunicado prison in Eritrea for over Twenty years. His wife, Mrs Sium appeals to all Eritreans, and to all Eritrean women in particular, to call for justice.

ወ/ሮ ሽዋይነስ ስዩም፥ በዓል ቤታ፥ ኣምባሳደር ኤርምያስ ደበሳይ፡ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ካብ ዝስወር፥ ልዕሊ 20 ዓመታት ኢዩ ኾይኑ ዘሎ። ሓውቱ ንኤርምያስ ደበሳይ፥ ሰናይት ደበሳይ እውን ሓንቲ ካብተን ኣብ ማሕዩር ስርዓት ህግደፍ ዝርከባ ሓርበኛታት ደቀንስትዮ ኢያ። ሸዋይነሽ፥ ንባዕላ ሓንቲ ካብተን ታቓለስቲ ሃገራዊያን ኣዴታት ኢያ። አምበኣር እዚ ሕጂ ኣመሓላሊፋቶ ዘላ መልእኽቲ፥ ንኹሉ ኤርትራዊ፥ ብፍላይ ከኣ ንኤርትራውያን ደቀንስትዮ፥ ዝምልከት ኣገዳሲን አዋናዊን መልእኽቲ ኢዩ። ንምስማዕ፥ ኣብዚ ጠውቑ