19/06/2020
ኤልሳ፡- እቲ ውጽኢት ናይ ኩሉ መስዋእትነት ሃገራዊ ናጽነት ጥራይ ኣይነበረን።
ራህዋ ኣብ ናብርኡ፡ ምፍጣር ሰላም እዩ ነሩ እቲ ዕላማ።
ትርሓስ፡- “መምህር ልደቱ ኣደ 4 ስዉኣት፡ ናይ ደቀይ መስዋእቲ ወይ ክሕበን
ወይ ክበኪ’ሲ፣ እንተደኣ ንዉሑዳት መጻወቲ ክኸዉን ርእየዮ፡ ሽዑ’የ ዝበኪ”
ሞባእ፡- “መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ድሮ በዓል ናጽነት ክግፈፍ ዘምሲ እንተ
ኮይኑ ክብሪ ናይ ሰማእታት ኣበይ እዩ ዝሕሎ ዘሎ፧”
ኤፍረም፡- “እዚ ስርዓት ብስሞም ንብዓት ሓርገጽ ይነብዕ። ብስሞም ገንዘብ
ካብ ህዝቢ ይእክብ። ድርብ ወጽዓ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሰማእታትን።”