All updates

VOA Tigrigna: ቃለ መሕትት ምስ ኣምባ.ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ ወፍሪ ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዝቐረበ ጻውዒት

18/03/2023

ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ኣትዮም ወፍሪ ክገብሩ ዓዲሙ`ሎ። ነቐፍቲ ግን፡ ኣብ ኤርትራ ንወፍሪ ውሕስነት ዝህብ ሕጋዊ መቓን የለን ይብሉ።

ኣብቲ ፕረዚደንት ኢሳያስ ምስ ተለቭዥን ኤርትራ ዝገበሮ ንወፍሪ ዝምልከት ቃለ-መጠይቕ ተመርኩሱ፡ ምስ ነባር ዲፕሎማትን ምሁር ስነ-ቁጠባን ዶ/ር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ቃለ-መጠይቕ ኣካይዱ`ሎ።