Updates

SBS Tigrinya: “ኤርትራ፡ …ዝወደቐትን ዝፈሸለትን ሃገር’ያ ኮይና” ኣምባ. ኣድሓኖም ገብረማርያም

24 Oct 2018

Full interview with Amb. Adhanom Gebremariam: ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባርን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ ኣማሓዳሪ ዞባ፡ ኣምባሳደር ኣብ ስዊድንን ናይጀሪያን ዝነበረ፡ ኣባል ምስቶም ን ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቓወሙ ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን እዩ። ሎሚ ኣብ ኣመሪካ ብስደት ካብዝነብረሉ ኮይኑ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ ምስ ራድዮ ኤስ ቢ ኤስ ተንቲኑ ኣሎ።

 

Part 1/3

 

(Source: SBS Tigrinya Link)

 

——————

 

Part 2/3

“ህግደፍ መቐጸልታ ህዝባዊ ግምባር’ዩ፡ ክልቲኦም ብዓንተቡኡ ቀተልቲ እዮም።”ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም

ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ካብ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፡

ጀበርቲ መንደፈራ፡ ኣግኣዝያን፡ ጀሃድ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ንእስላም ንምክትታል ዝተገብረ ፈተናን ውጽኢቱን፡ ሓጂ ሙሳ፡ ጉጅለ ወዲ ዓሊን ፈተነ ፎርቶን ካልእን።

 

 

(Source: SBS Tigrinya Link)

 

——————

 

Part 3/3

ኣብዚ ናይ መወዳእታ ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ኣድሓኖም መጻኢ ኩነታት ኤርትራ እንታይ ክመስል ከምዝኽእል ናይ ገዛእ ርእሱ ትንታነ ሂቡ ኣሎ።

 

 

SBS Tigrinya: Source

 

————————–

For more information, please see the links below:

The Status of the Constitution of Eritrea and the Transitional Government

Eritrea: Evaluation of UNHRC Candidates for 2019-2021

ካብ ኤርትራ ካብ በጻሕቲ ዝረኽበ ሓበሬታ

ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ ፖለቲካዊ መደብ

ቅዋም ክትግበር

Statement of Support for FOR. MOF Berhane Abrehe from Exiled Former Members of Eritrean National Assembly

FRM. MOF Berhane Abrehe’s Message to the Eritrean People and Dictator Isaias Afwerki

Global Journalist: Eritrea’s Opportunity

ሓርበኛ ቅጺ 2 ቍ 6 ጥሪ 1991

ውርሻ ብረታዊ ቃልሲ ህዝብና ንዓቅብ!

Interview – Amb. Andebrhan Welde Giorgis (Frankfurt, Aug 2018)

Comments section Policy Guidelines

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *