All updates

[UPDATED] SBS Tigrinya: ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

05/07/2020
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

ኣብዚ ዘተ፥ዝተኸፍለ መስዋእቲ ራህዋ ካብዘየምጽአ፡ ብዛዕባኦም ዝግበር ኩሉ ንመሸቀጢ ፖለቲካ እምበር ትርጉም የብሉን ንዝብሉ፡ብዛዕባ ስዉኣት ዝምልከት ናይ መትከልን ተግባርን ሓላፍ ዘላፍ ካብ ምንታይ እዩ፡ስዉእ ዝብል ስም ዝወሃቦ ንመን እዩ?ህሉው ፖለቲካ ኤርትራን ካልእን

Click here to see the SBS Tigrinya Video Interview

(Original Source: SBS Tigrinya Audio)