All updates

Away with Dictators! መለኽቲ ንየው በሎም!

11/04/2019
Away with Dictators!
May the wind of change blowing from Algiers to Khartoum continue to Asmera, heralding the fall of the brutal dictator in Eritrea!
The 28th Anniversary of Independence will be the year the will of the Eritrean people prevails.
 
መለኽቲ ንየው በሎም!
እቲ ካብ ኣልጀርስ ናብ ካርቱም ዚነፈሰ ንፋስ ናብ ኣስመራ ቀጺሉ ውድቀት ናይቲ ኣረሜናዊ መላኺ ኣብ ኤርትራ ዘበስር ይዅን!  
መበል 28 ዝክረ-ዓመት ናጽነት ድሌት ህዝቢ ኤርትራ እተርዊ ዓመት ኪትከውን ኢያ።