All updates

29 ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፡ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1940ታት - by Tzegai Negash

28/05/2020
ኣርእስቲ Topic:
-----------
29 ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፡ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1940ታት

ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ነጋሽ፡ ብኣጋጣሚ መበል 29 ጽምብል ናጽነት ሃገረ-ኤርትራ፡ ንሕሉፍ ተሞኩሮ ቃልሲን ገድሊን ህዝቢ ኤርትራ፡ ታሪኽ ምርኩስ ብምግባር ሰፊሕ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር ሂቡ። ሰናይ ምክትታል።

On the occasion of Eritrea's 29th Independence Day, 24 May 2020. Veteran Tzegai Negash gave Educational seminar, on the past Eritrea's History of liberation struggle.