All updates

ኣብዚ ቀረባ እዋን - ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ (ክፋል ሓደ)

09/10/2020
[:swvar:text:838:]

ኣብ ረባ እዋን እትዝርጋሕ

 

ኣብዚ ቀረባ እዋን ብትግርኛ ተሓቲማ እትዝርጋሕ

ብጠለብ ብዙሓት ግዱሳት ኣንበብቲ ካብ እንግሊዝኛ ዚተተርጐመት

 

ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ፦

ታሪኽ ዓወትን፡ ጥልመትን ተስፋን

ክፋል ሓደ

ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ


ነተን 9 ቀዳሞት ምዕራፋት ዚሓቘፈት ክፋል ሓደ

ነተን 9 ዳሕረዎት ምዕራፋት ዚሓቘፈት ክፋል ክልተ ቀልጢፋ ኪትስዕብ ምዃና ነበስር

 

ምዕራፍ 1. መላለዪ

ምዕራፍ 2. ኣደዃዅና ኤርትራ

ምዕራፍ 3. ውጥን ንምቍርራጽ ኤርትራ

ምዕራፍ 4. ስግግር ካብ ኤውሮጳዊ ናብ ኣፍሪቃዊ መግዛእቲ

ምዕራፍ 5. ጽንኩር ቃልሲ ንርእሰ-ውሳኔ

ምዕራፍ 6. ህንጸት መንግስትን ልምዓትን

ምዕራፍ 7. ርእሰ-ምርኰሳን ናይ ኩፖን ቍጠባን

 ምዕራፍ 8. ሓለንጊ ገደብ-ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት

ምዕራፍ 9. ዝውታረ ሓይሊ ከም ልሙድ ኣገባብ