Updates

ዘቢባ ሸካያ፡ ከይተሓለለት “ዘይክኣል” ዝኸኣለት ኤርትራዊት

24 Aug 2018

ዘቢባ ሸካያ ኣብ ተኽረሬት ከባቢ ኣቁርድት ዝተወልደት ኮይና፡ ኣብ ኤርትራ ብ1978 ብስርዓት መንግሰቱ ሃይለማርያም ዝፍጸም ዝነበረ ግፍዕታት ሰኪሓ ምስ ስድራኣ ንሱዳን ብምኻድ ብማእከላይ ምብርቕ ብምስጋር ብኣውሮጳ ኣቢላ ኣብ መወዳእታ ናብዛ ሓጂ ትነበረላ ዘላ ኣመሪካ በጽሐት።

ናብ ኣመሪካ ንክትኣቱ ዝተሓጋገዛ ብኣደ ሓዋ ዝኾነ ነብሰ-ሄር ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕናን ኣብ መወዳእታ’ውን ሚኒስተር ሃብቲ ባሕሪ ዝነበረ ሳልሕ መኪ፡ ምዃኑ ዘቢባ ሸካያ ተብርህ።

 

————————–

For more information about the Eritrea-Ethiopia Border Dispute, please see the links below:

ጥልመት ኣብ መዓልቲ ሰማእታት!

ህሉው ኵነታት ሃገርናን እዋናዊ ሃገራዊ ዕማማትን

ፍጻመታት መስርሕ ዕርቂ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብቃላት ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣመታቱን

Commentary – Challenges of Peace and Friendship between Eritrea and Ethiopia

Missing Facts in the Eritrea-Ethiopia Border Debate

Eritrea and Ethiopia-A Joint Declaration of Peace and Friendship

Commentary – The Case for Lifting the Sanctions on Eritrea

Commentary: Securing the Peace between Eritrea and Ethiopia

Comments section Policy Guidelines

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *