All updates

ፈነወ ንጋባእ - 1. ስልጣን ህግደፍ ኪጽገን ይኽእል ድዩ? 2. ተራ መንእሰያት ኣብ ተቓውሞ።

11/12/2019
Topic /ኣርእስቲ፡-
1. ስልጣን ህግደፍ ኪጽገን ይኽእል ድዩ?   2. ተራ መንእሰያት ኣብ ተቓውሞ።
1. Can the government of PFDJ be reformed?   2. The Role of the Eritrean Youth in opposition.

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ 1) ኣቶ ሳልሕ ዕደል 2) ኣቶ ኣማን መሓመድ፡ (ካብ ፐርዝ ኣውስትራልያ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
Our invited panellist discussing the topic above are: 1. Salah Ejail and 2. Aman Mohamed from Perth, Australia.