All updates

[Updated Part 1 & 2] ፈነወ ንጋባእ - ሚዛንና ኣብ ተረኽቦ ዋዕላ ዋሽንግቶን ዲሲ

24/06/2019
Topic /ኣርእስቲ፡-

ሚዛንና ኣብ ተረኽቦ ዋዕላ ዋስንግቶን ዲሲ
Our Evaluation on the convention of Washington DC

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.  
16 June 2019 - Part 1
23 June 2019 - Part 2