All updates

ብኵላትና ኤርትራውያን ኪንበባ ዚግብአን ኣገደስቲ ማንታ መጽሓፍቲ፡

20/07/2020

ብኵላትና ኤርትራውያን ኪንበባ ዚግብአን ኣገደስቲ ማንታ መጽሓፍቲ፡ 

1.  ምምልላእ ምህናጽ ሕጕስ ስድራ-ቤት

2.  ምክእኣል ጠንቅታት ዘይምቅዳው መጻምድትን ኣተኣላልይኡን

ብክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) ዚተደርሳ

ብሰፊሕ ምርምርን ትኩር ትዕዝብትን ናይ ክዉንነት ማሕበራውን ስድራቤታውን ህይወት ዚሃብተማ፣ ኣብ ሓዳርን ስድራቤታዊ ህይወትን ንዘጋጥሙና ብድሆታት መወከሲን መምሃርን ዚዀና፣ ኵሉ ኤርትራዊ፡ ኪውንነን፡ ኪመሃረለንን ኪውከሰለን ዚግብኣ ማንታ ወርቃዊ መጽሓፍቲ (Eri-Platform)።

ነዘን ማንታ መጽሓፍቲ ኪገዝእ ዚደሊ፡-

online፡- semayat.com

ኪጠልብ ወይ ከከፋፍል ዚደሊ፡- +447956548581 ወይ kiflu23@yahoo.com   

[:swvar:text:838:]