Events

“መገዲ ሰላም ዘእንፍት ምዕባለ ኮይኑ ይርኣየኒ።” ኣምባሳደር ዓንደብርሃን

20 June 2018

ንክልቲኡ ህዝብታት ብኹሉ መለክዒታት ናብ ንቡር ዝምድና፤ ፖለቲካዊ ምትሕግጋዝን ቁጠባዊ ውህደትን ከምርሕ ዘኽእል ኣገዳሲ ምዕባለ’ዩ።

 

ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደገርጊስ ኣብዚ ጉዳይ ምስ ቢቢሲ ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል

ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝርአ ዘሎ ናይ ሓሳብ ምቅርራብ እቲ ዝጸንሐ ዉሽጣዊ ፖለቲካ ኤርትራን ዞባዊ ምርግጋእን ኣብ ምልዋጥ እጃም ይህሉዎ'ዶ?ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር፡ ኮሚሽነር ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ነበር፡ ሓላፊ ኤሪ ፕላት ፎርም ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደገርጊስ ኣብዚ ጉዳይ ምስ ቢቢሲ ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል። #ቢቢሲ #ትግርኛ #ሰዓቡና #ትሕዝቶታትና ኣካፍሉ፣ ርኢይቶኹም'ዉን ሃቡና።

Geplaatst door BBC News Tigrinya op woensdag 20 juni 2018

 

 

————————–

For more information about the Eritrea-Ethiopia Border Dispute, please see the links below:

VOA Tigrigna: ቃለ መጠይቕ ምስ አምባሳደር ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ

Missing Facts in the Eritrea-Ethiopia Border Debate

ዚጐደለ ሓቅታት ኣብ ክትዕ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን

Commentary: Securing the Peace between Eritrea and Ethiopia

 

Comments Section : Please Read Our Policy Guidelines

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *