Events

ኢምሬትስ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ኤርትራን እንታይ ትገብር ኣላ?

25 July 2018

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደ እዋን ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብምኻድ ነቲ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ተጀሚሩ ዘሎ ዕርቅን ሰላም ኣብ ምስላጥ መራሕቲ ኢማራት ዓረብን ንግስነት ሱዕዲ ዓረብን ዝተጻወትዎ ተራ ምሳጋናኦም ከምዝገለጹ፡ ትማሊ ዘውጽእዎ ሱሉሳዊ ናይ ሓባር መግለጺ የረድእ።

 

————————–

For more information, please see the links below:

 

ካብዚ መግለጺታት’ዚ እንታይ ንርዳእ፧

Radio Erena Interview with Amb. Andebrhan W. Giorgis

“እገዳ ኣብ ልዕሊ ዝኾነት ሃገር ኣድሚዑ ኣይፈልጥን ኢዩ”

Missing Facts in the Eritrea-Ethiopia Border Debate

VOA Tigrigna: ቃለ መጠይቕ ምስ አምባሳደር ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ

The Securitisation of Eritrea: Holding a Nation Hostage!

Comments Section : Please Read Our Policy Guidelines

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *