Dialogue

2017 Highlights

Established as an international non-profit association in March 2013, Eri-Platform became operational in 2015.   Increasing support, an expanding network and growing collaboration with academia and international civil society have enhanced the global outreach of our activities within a year.   2017 availed Eri-Platform significant opportunities to facilitate dialogue designed to promote a shared appreciation of the concepts of rule…

22 Dec 2017

Hands Off, Dr. Yussuf: We are Capable of Dealing with Our Internal Affair  

Hands Off, Dr. Yussuf: We are Capable of Dealing with Our Internal Affair     By Mr. Mahmud Saleh   The Muslim world is going through tough time. Decades of failed policies of western countries, and the tight grip repressive regimes applied on their people have now resulted in the mushrooming of terrorist franchises. While global forces have largely pushed…

9 Nov 2017

ፍጻሜታት ቤት-ትምህርቲ ኣል-ዲያእን ብድሆታት ኤርትራን

ፍጻሜታት ቤት-ትምህርቲ ኣል-ዲያእን ብድሆታት ኤርትራን*   ዓወት ተ. ወልደሚካኤል 5 ሕዳር 2017   እዚ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ቤት ትምህርቲ ኣል-ዲያእ ኣል-እስላሚያ ኣማእኺሉ ኣብ ኣስመራ ተኸሲቱ ዘሎ ሓድሽ ተርእዮ ሳዕቤን ናይቲ ንዕስራ ዓመት ዝጸንሐ መንግስታዊ ዓፈና ሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ኤርትራ እዩ። ብስም ዓለማውነት (secularism) ወይ ከኣ ምፍልላይ ሃይማኖትን መንግስትን (state)፥ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወርሒ ሓምለ (July) 1995 ዝምድና መንግስትን (state)…

6 Nov 2017

Demonstrations in Asmara / ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣስመራ

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣስመራ   ትማሊ ሰሉስ 31 ጥቅምቲ 2017፡ ኣብ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ከም ዚተኻየደ፡ ብማሕበራዊ ማዕከናት ዜና ብሰፊሑ ኪቃላሕ ቀንዩ።   እቲ መበገሲ ጠንቂ ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ፣ እቲ ቅድሚ ክልተ ቅነ ኣቢሉ፡ በቲ ስርዓት ዚተፈጸመ ምዕጻው ናይታ ኣብ ኣኽርያ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኣልድያእ ኣል እስላምያ ኢዩ። እቶም በቲ ምዕጻው ዚተቘጥዑ ወለድን ኣባላት ቦርድ ቤት ትምህርትን፡ ኣብ ቀጽሪ ናይታ…

3 Nov 2017

Importance of Establishing a Democratic Movement

ኣብ ፍራንክፉርት፡ ጀርመን፡ ኣስታት 40 ወከልቲ ፖለቲካዊ ውድባት፡ በርጌሳዊ ማሕበራትን ግዱሳት ውልቀሰባትን ዚተሳተፉዎ ዋዕላ ኣቐያሪ ምትሕብባር፡ ኣብ 21-22 ጥቅምቲ 2017 ተኻይዱ፣ ብሓባራዊ ምርድዳእ ተዛዚሙ። ቀቅድሚኡ፡ ኣብ 20 ጥቅምቲ 2017፡ ኣኼባ ሓድሽ ቦርድ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ተቓኒዑ። ክልቲኡ ፍጻሜታት፡ ማለት፡ እቲ ኣኼባ ሓድሽ ቦርድን ዋዕላ ኣቐያሪ ምትሕብባርን፡ ብኣሳላጥነት ኤሪ-ፕላትፎርም ተፈጺሙ። CTC Frankfurt Oct 2017 (2) CTC Frankfurt Oct 2017 (1) CTC…

23 Oct 2017